እወ / እንድዒ 811ብምድዋል ነርስ የዛትዩ።

እቶም ዝተጠቀሱ ምልክታት ኣለዎም እንድሕር ኮይኑ ብበዓል ሞያ ንኽግምገሙ ብ811 ይደውሉ። እቲ መስመር ንብዙሓት ደወልቲ ዘተኣናግድ ብምኻኑ ትሑዝ እንተኾይኑ መልእኽቲ ንኽገድፉ ንላቦ። ክንድውለሎም ምዃና ክነረጋግፅ ንፈቱ።

እቶም ምልክታት ሕማም የመና እንተዘይገዲዶም ናብ ናይ ሃንደበት ሕክምና ቦታ ኣይኺዱ። መጀመርታ ይደውሉ።

እቶም ምልክታት ሕማም እንድሕር ኣርእዮም ንበይኖም ይኹኑ። ናብ ሕብረተሰብ ኣይፀምበሩ፣ ኣብ ገዝኦም ይቀመጡ፣ ጋሻ ኣይዓድሙ። ግላዊ ነገራት ከም መብልዒ፣ መስተዪ፣ ፎጣ ዝበሉ ኣቁሑት ካሊእ ሰብ ንኽጥቀመሎም ኣይፍቀዱ። ኢድ ምሕፃብ የዘውትሩ። ንተወሳኺ ሓበሬታን ሕቶን እንተሃልይዎምን እዚ ሊንክ ይፀዓኑ። gov.nl.ca/covid-19.

ናብቲ ዝሓለፈ ገፅ ደጊሞም ይመለሱ